ሓሙስ, ሕዳር 30, 2023

Setit News

NEWS:- ኣብ ሽወደን ኣንጻር ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ፤ ልዕሊ 50 ከምዝተጉድኡን ብዙሓት ከም ዝተኣስሩን ተሓቢሩ

ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ብሓሙስ ዕለት 3 ንሓሰ ኣብ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል ኤርትራ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝቖሰሉን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ከምዝተኣስሩን ሰበ-ስልጣን ፖሊስን ሰብ መዚ...

National News

Regional

NEWS:- Ethiopia’s War Surpasses All, Becoming World’s Deadliest Conflict in 2022,

The non-profit Peace Research Institute Oslo (PRIO) released a report on Thursday indicating that the war in Ethiopia, which was already the third deadliest...

World

NEWS:- ኣብ ማእክላይ ባሕሪ ልዕሊ 400 ሰድተኛታት ድሒኖም

ካብ ዕለት 24-25 ወርሒ ነሓሰ፡  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብመርከብ ሂይወት ኣድሒን  Ocean Viking 438 ዝኾኑ ስደተኛታት ከምዝደሓኑ " ኣሽራቕ ኣል-ኣውሳጥ" ዝተባህለት ማዕከን ዜና ኣፍሊጣ።...
7,414FansLike
634FollowersFollow
17,500SubscribersSubscribe

Most Popular

Human rights

OPINION:- Tigray Peoples Liberation Front (TPLF) Militia Massacred 1300 Eritrean Refugees.

TPLF has a long history of attacking refugees and civilians as revenge or for political gains. When the TPLF assumed the helm of power...

HOME:- ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ንምስጓግ ትዳሎ

እቲ ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብድሆ ኣጋጥምዎ ዝጸነሐ፡ ስደተኛታት ናብ ሃገረ ሩዋንዳ ናይ ምስጓግ ውጥን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ናይ'ታ ሃገር ሕጋዊ ኢዩ ተባሂሉ።...

HOME:- ኤርትራዊ ሰምሳሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ

ተመስገን ገብሩ ገብረመድሕን ዝተባህለ ወዲ 35 ዓመት ከምዝኾነ ዝንገረሉ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኣውስትራሊያ ንምኻድ ኣብዝፈተነሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ሮይቶርስ...

HOME:- ኤርትራውያን ስደተኛታት፤ ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ሰብ ከይኮኑ ይስጋእ

ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘቃለዖም ክኢላታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ገሊጾም። ብሰንኪ እቲ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዑጡቓት ክልል...

HOME:- ብዝሒ ኤርትራውያን ሰደታኛታት ኣብ ሱዳን ካልኣይ ደረጃ ክምዝሓዘ ጸብጻባት ይሕብር

ሱዳን ትሪብዩን ንዝተፈላለያ ኣብ ሱዳን ዝርከባ ማሕበራት ስደተኛታትን ተራድኦን መወኪሲ ብምግባር ብዘስፈሮ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 130 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቚቦም ይርከቡ። መብዛሕትኦም...

Sport

HOME:- ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ...

Latest Articles

Must Read