ዜና

ኣብ ኤርትራ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ

ኣብ ኤርትራ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡  ብሶነ 26 ታሕሳት፡ 5.5 ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ክራይስስ 24 ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ይሕብር። እቲ ምንቃጥቃጥ ምድሪ ዘጋጠመ፥ ካብ ኣስመራ ኤርትራ ኣስታት 150 ኬሎ…