ዜና

መንግስቲ ኢትዮጵያን ን ሓይልታት ትግራይን ናይ ፈለማ ዘተ ስላም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከካይዱ ትጽቢት ይግበር

ድሕሪ ናይ ኣስታት ክልተ ዓመት ደማዊ ውግእን ዘይዕውት ፈተነታት ጻዊዒት ንሰላም ብኣመሪካን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን፡ ልኡኻት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ን 24 ጥቅምቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ (Africa Union) ዝምእከል ናይ ፈለማ ወግዓዊ…