ዜና

ሱዳን ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ህጹጽ ናይ ሓደጋ እዋን ከምዝኣወጀት ተገሊጹ።

ሱዳን ብሰንኪ እቲ  ቴስዓን ትሽዓተን ሰባት ዝቐተለን ኣስታት ኣርባዓን ሹዱሽተን ሰባት ዘቑሰለን ባህርያዊ ሓደጋ ዕልቕልቕ ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ህጹጽ ናይ ሓደጋ እዋን ከምዝኣወጀት ተገሊጹ። ብዘይካ’ቲ ዘጋጠመ ናይ ሞትን መቑሰልቲን  ክሳራታት፣…