ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ሂንዲ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ የካዪድ
ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሂንዲ፡ ሚኒስተር ሽሪ ቪ ሙራሊድሃራን፡ ብ 14ን 15 መስከረም 2022፡ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ ሙዃኑ፡ ካብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሂንዲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ይገልጽ። ሚኒስተር…
ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሂንዲ፡ ሚኒስተር ሽሪ ቪ ሙራሊድሃራን፡ ብ 14ን 15 መስከረም 2022፡ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ ሙዃኑ፡ ካብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሂንዲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ይገልጽ። ሚኒስተር…
ካብ ምንጭታት ሰቲት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ግንቦት፡ ንትግራይ ዘማሓደር ውድብ ህወሓትን ወተሃደራዊ ክንፊ ዝኾነ…
ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት ትግራይ ሎሚ 30 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ ዕለት 24 ግንቦት ኣብ ከባቢ ዓደ ኣብዓላን፡ ሕረትን…
ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኤርትራ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎን፡ ስርዓት ህግደፍ ንዜጋታት ብረት ይዕድሎም ከምዘሎን ምንጭታት ሰቲት ካብ ኤርትራ ኣብሪሆም።…