ሃገራዊ ዜና

ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ ዓበይቲ ዓለማዊ ውድድራት ስሙን ስም ሃገሩን…