ሃገራዊ ዜና

ኣብ ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ዝነበሩ ሞኖኮሳት ተኣሲሮም

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ገዳም ደብረ-ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ዝነበሩ ሓሙሽተ መንኮሳት ከምዝተኣስሩ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር፡ ሃገረ ስብከት መስሪቶም ዝርከቡ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣብ ዘውጽእዎ ሓቢሮም። እቶም ኣቦታት በቲ…