መትከል እዮብ ኣብ ዙር ግራንድ ፕሪክስ ጉንዶግሙስ ዓወት ኣመዝጊቡ
ኣብ ቱርኪ ዝካየድ ዘሎ ብግራንድ ፕሪክስ ጉንዶግሙስ ዝፍለጥ ዙር፡ ምስ ማሌዥያዊት ጋንትኡ ኮይኑ ዝሳተፍ ዘሎ መትከል እዮብ፡ ሎሚ ኣብ 7 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፡ ንወዲ ጋንትኡ ካርሎስ ኪንትሮ ብምስዓብ ካልኣይ…
ኣብ ቱርኪ ዝካየድ ዘሎ ብግራንድ ፕሪክስ ጉንዶግሙስ ዝፍለጥ ዙር፡ ምስ ማሌዥያዊት ጋንትኡ ኮይኑ ዝሳተፍ ዘሎ መትከል እዮብ፡ ሎሚ ኣብ 7 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፡ ንወዲ ጋንትኡ ካርሎስ ኪንትሮ ብምስዓብ ካልኣይ…
ካብ መዓስከር ሽመልባን፡ ሕጻጽን ዝጸንሑ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ዝበጽሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ መዓስከራት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይንን ከምዝኣተዉ…
መንግስቲ ኤርትራ፡ ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ብህጹጽ ክተውጽእ ዝጠልብ መግለጺ ኣመሪካ፡ ብመንገዲ ሚኒስተር ዜና፡ የማነ ገብረመስቀል…
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ን መንግስቲ ኤርትራ ብዝቀልጠፈ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ብቅጥታ ከምዝሓበሮ ፡ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ …