ኤርትራዊት ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ፤ ብ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ተረቊሓ
ክኢላ ዓውዲ ሓመድን ስነ-ህይወት ኣከባብን ቀመማትን (Soil biogeochemist) ከምኡ’ውን ፖለቲካዊ ስነ ኣከባብን (Political ecologist) ዝኾነት ኤርትራዊት ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ፡ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብምኽንያት መዓልቲ መሬት፡ ብ 22…
ክኢላ ዓውዲ ሓመድን ስነ-ህይወት ኣከባብን ቀመማትን (Soil biogeochemist) ከምኡ’ውን ፖለቲካዊ ስነ ኣከባብን (Political ecologist) ዝኾነት ኤርትራዊት ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ፡ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብምኽንያት መዓልቲ መሬት፡ ብ 22…
ኤርትራ ነቲ ብስዑዲ ዓረብ ተበጊሱ ዘሎ፡ ንመላእ ማእከላይ ምብራቅ፡ ኣብ ምግራብ ምትካል ኣግራብን፡ ክሰርሕ ዝብገስ ወፍሪ ሓምላይ ተበግሶ…
ብ ዕለት 10 መጋቢት፡ ኣምበሳድር ሩስያ ኣብ ኤርትራ፡ ያራክህምዶቭ ምስ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ሓጎስ ጎብርሂወት፡ ኣብ…
ስርዓት ህግደፍ መንእሰያትን ብዝተፈለላየ ምኽንያት ካብ ወተሃደራዊ መሳርዕ ወጻኢ ንዘለውን ኣብ ዝሓጸረ ክኸቱን፡ ነዚ ጻውዒት ምስ ዘየኽብሩ ክግፈፉ…