ሃገራዊ ዜና

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቀጠር ዝተለቅሖ ልዕሊ 286 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝእወድ ተፈሊጡ

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሃገራዊ ባንክ ቀጠር ዝተለቐሖ ልዕሊ ክልተ ሚእትን ሰመናያን ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ክኸፊል ብ 19 ለካቲት ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ብዝርከብ ቤት ፊርዲ ኣሜሪካ ከምዝተወሰነ ዝተረኽቡ ሰነዳት ቤት ፍርዲ…