ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ሃገራዊ ዜና

ኣብ ሽወደን ኣንጻር ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ፤ ልዕሊ 50 ከምዝተጉድኡን ብዙሓት ከም ዝተኣስሩን ተሓቢሩ

ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ብሓሙስ ዕለት 3 ንሓሰ ኣብ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል ኤርትራ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝቖሰሉን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ከምዝተኣስሩን ሰበ-ስልጣን ፖሊስን ሰብ መዚ...

ጊሰን:- ፈስቲቫል ኤርትራ ተሰሪዙ

ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሓምለ ዕለት 8 ጀሚሩ ክካየድ ተመደቡ ዝነበረ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ብምምዕዳር ከተማ ጊሰን ከም ዝተዘረዘ ብሓሙስ 29 ስነ፡ ካብ ጀርመን ዝተረኽበ ሓበሬታ...

ፕ.ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ቻይና የምርሕ

ብመሰረት CGTN ብ 12 ግንቦት ዘውጸኦ ሓበሬታ፡ መራሒ መንግስቲ ኤርትራ፡ ፕ.ቻይና ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ብሰንበት 14 ግንቦት ናብ ቻይና ከምርሕ ኢዩ። ፕ. ኢሳይያስ ናብ...

ኤርትራዊ ናሆም ኣብርሃም ተዓዋቲ ሽልማት (IEFTA) ኮይኑ

ኣብቲ ብ ሶኒ 20 ለካቲት 2023፡ ብ International Emerging Film Talent Association ዝፍለጥ  ዝተኻየደ ምዕዳል ሽልማት፡ ኤርትራዊ ናሆም ኣብርሃም ተዓዋቲ ናይ $ 5000 ዶላር...

ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ...

Popular

Subscribe