back to top
ቀዳም 19 ሚያዝያ, 2025

ህቡብ ስነጥበባዊ ተዋስኣይ ስዒድ ኣንዋር ዓሪፉ

ሓደ ካብ ኤርትራ ዓቢ ስም ዘጥረዩ፡ ኣብ ብዙሓት ፊልምታትን ናይ ትያትር ስርሓትን ሃገርና ስሞም ካብ ዘዕበዩ ዝኾነ ስነጥበባሲ ስዒድ ኣንዋር፡ ብሕማም ካንሰር ክሳቀ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ ዓሪፉ።

ስዒድ ኣንዋር ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ሃንደበት በቲ ሕማም ተሰኒፉ ሕክምና ከምዝኣተወ ክፍለጥ ከሎ፡ ናይ ርእሲ ካንሰር ከምዝነበሮ ይሕበር።
ስዒድ ኣንዋር ኣብዚ ሕጂ እዋን ብዙሕ ተኸታታሊ ካብ ዘለዋ ፍልም “ማጨሎ” ይወሳእ ምንባሩ ብተወሳኺ ይፍለጥ።

Related Articles

ሳዓቡና

7,388ደገፍቲLike
959ስዓብቲFollow
23,300ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles