back to top
ሰንበት 20 ሚያዝያ, 2025

ዋና ኣሳናዳኢ ጋዜጣ ቀስተ-ደበና ነበር ሚልኪያስ  ምሕረትኣብ ዓሪፉ 

መስራትን ዋና ኣሰናዳእን ጋዜጣ ብሕቲ ቀስተ-ደበና ነበር ሚሊክያስ ምሕረትኣብ፡ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ኣሜርካ ዓሪፉ። 

ሚልክያስ ሓደ ካብተን ኣብ 2001 ድምጸን ተዓፊኑ፡ መስረተንን፡ ኣባላተንን ናብ ማእሰርትን ጭውያን ግዳያት ዝኾኑ ጋዜጣታት ብሕቲ ምንባሩን፡ ድሕሪ ዝተፈጠረ ምእስራን ምጭዋይን ጋዜጠኛታት፡ ናብ ስደት ኣምሪሑ፡ ኣብ ኣሜርካ ክነበር ከምዝጸንሐ ይፍለጥ። 

ቀስተ-ደበና ሓንቲ ካብተን ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ጋዜጣታት ብሕቲ ኮይና፡ ኣብ መስከረም 2001 ካብ ዝተዓጽዋ ጋዜጣታት እያ።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ሳዓቡና

7,388ደገፍቲLike
959ስዓብቲFollow
23,300ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles