ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ናብ ውሑስ ቦታ ክጉዑዙ ጻውዒት ቀሪቡ

 

ኣብ ትግራይ ኣብ ኣርባዕተ መዓስከራት ተዘርጊሖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ ውሑስ ቦታ ክጉዑዙ ሓደ ትካል ሰብኣዊ ሓገዝ ማሕበር ከምዝጸወዐ ቢቢሲ ኣብ ጸብጻባ ገሊጻ።

እቲ ትካል ናብ ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተትኛታትን፡ ኣህጉራዊ ኮሚቴ ቀይሕመስቀልን ኣብ ዝጸሓፎ መጸዋዕታ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ጎንጺ፡ ብቀጥታ ነዞም ስደተኛታት ዝጸልው ስለዝኾነ፡ ንምድሓኖም ውሑስነቶምን ንምርግጋጽ እዘን ትካላት ኣበርክትኦን ከዕዝዛ ተማሕጺኑ።

“ኢንፎርሜሽን ፎረም ፎር ኤርትራ” ኣብ ኤውሮጳ ዘሎ ትካል ሰብኣዊ ሓገዝ ኮይኑ፡ ብኤርትራውያንን ኤውሮጳውያንን ዝቖመ ትካል እዩ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Stay Connected

11,864FansLike
1,105FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

እዋናዊ ጽሑፋት