ኲናት ባህላዊ ጸወታና ኢዩ
እቲ ብኣርባዕተ ማኣዝን ንዝሽፍን መጉልሒ ድምጺ ኣሰንዩ ኲናት ባህላዊ ጸወታና’ዩ ብምባል ህዝቢ ኣተሲኡ ንኲናት ዘምረሐ ወተሃደራዊ ትካል ህዝቢ…
እቲ ብኣርባዕተ ማኣዝን ንዝሽፍን መጉልሒ ድምጺ ኣሰንዩ ኲናት ባህላዊ ጸወታና’ዩ ብምባል ህዝቢ ኣተሲኡ ንኲናት ዘምረሐ ወተሃደራዊ ትካል ህዝቢ…
ኣባል ባይቶ ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ብራድ ሸርማን፤ ምስ ኣመኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ሰፊሕ ዝርርብ ከምዝካየደ ብምሕባር፤ ብርክት ዝበሉ…
ድሕሪ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም፡ ናብ ክልል ትግራይ መግብን መድሃኒትን ምእታው…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ዝዓበየ መወከሲ ሆስፒታል ብሰንኪ ሕጽረት መድሃኒትን ኤለክትሪክን ስሩዕ ንጥፈታቱ ከም ዘቋረጸ ናይቲ ሆስፒታል ዳይረክተር…
ብመሰረት ኣሾሸይትድ ፕረስ ዘስፈሮ ዜና፡ ድሕሪ ምቁራጽ ተጻብኦታት ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዕጡቓት ሓይልታት ትግራይን፡ እቲ ዝዓበየ ተባሂሉ…
ካብ ምንጭታት ሰቲት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፡ ንትግራይ ዘማሓደር ውድብ ህወሓትን ወተሃደራዊ ክንፊ ዝኾነ ዝንገረሉ ብ ቲዲኤፍ(TDF) ዝፍለጥ ወተሃደርዊ…
ኣብ ከተማ ሎንድን ዝመደበሩ፡ ብትካል ተጣባቂ ሰብኣዊ መሰላት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር( Red Sea Afar Human Rights organization,RSHARO) ናብ…
ቤት ግምጃ ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ብ 12 ሕዳር ኣብዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ከምዝሓበሮ፡ ኣብ ልዕሊ 4 ትካላትን ክልተ ውልቀ…
ድሕሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ምእዋጁን፡ ሓይልታት ትግራይ ናብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ምግስጋሶምን፡ መንግስቲ ኬንያ ንዶባታ…
ጸጥታዊ ኲነታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝኸፍአ ደረጅኡ ደይብሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ማእሰርትን…