ኣብ ሱዳን ሰፊሕን ዓበይትን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ
ድሕሪ ወተሃደራዊ ዕልዋ፡ ብዕብይቱ ዝተፈለየ ሰለማዊ ሰለፊ ኣንጻር ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ከተማታት ሱዳን፡ ብፍላይ ኣብ ርእሰ ከተማ…
ድሕሪ ወተሃደራዊ ዕልዋ፡ ብዕብይቱ ዝተፈለየ ሰለማዊ ሰለፊ ኣንጻር ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ከተማታት ሱዳን፡ ብፍላይ ኣብ ርእሰ ከተማ…
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ሱዳን ክሳብ ናብ ስቪላዊ መንግስቲ ምምሕዳር ትምለስ ከምዝኣገዳን ነቲ ብ ዕለት 25 ዝተወሰደ ወተሃደራዊ መፈንቅለ መንግስቲ…
ግብረ መልሲ ናይ’ቲ ብሶኒ 25 ጥቅምቲ ኣብ ሱዳን ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ፡ መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ነታ ሃገር ዝህቦ ዝነበረ 700…
ብመሰረት ማዕከን ዜና ሮይቶርስ ዘስፈሮ ጸብጻብ፡ ሱዳን፡ ሓደጋ ዕግርግርን ውግእ ሓድሕድን ገጢምዋ ኣሎ ክብል ፡ ቀዳማይ ሚንስተር ናይ’ታ…
ምኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሱዳን፡ ሎሚ ሰንበት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓድሽ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሕጋዊ…
ኣምበሳድር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኢብራሂም ኢድሪስ ፤ ነቲ ኤርትራ ናብ ዶብ ሱዳን ክልተ ሽሕ ዝኣኽሉ ሰራዊት ኣጸጊዓ ዝብል…
ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብሰንኪ ተኸሲቱ ዘሎ ዶባዊ ምትፍናን፡ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝድገፉ ምልሻ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ሱዳን ብዘካየድዎ…
ብቀዳማይ ምኽትል ፕረዝደንት መሰጋገሪ ልዑላዊ ባይቶ ሱዳን ለተናል ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ ኤርትራ…
ሎሚ ዓርቢ 8 ጥሪ 2021 ወጻኢ ጉዳያት ሱዳን ዝርከቦም ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ከምዘቕነዐ ምኽትል ኣቦ ወንበር…