ቀንዲመርሃዊ ቁዱስ ኣብ 5ይ መድረኽ ዙር ቱርኪ ሻድሻይ ደርጃ ወጺኡ ትማሊ 15 ሚያዝያ ኣብ ዝተሰላሰለ ብስም ኤልሚል ዝተጸወዐ ሓሙሻይ መድረኽ ዙር ቱርኪ፡ ኣብ ቅድሚት ኮይኑ ምስ ደቂ ጋንትኡ…By SETIT 15, ሚያዝያ 2021