Tag: Isayas Afwerki

ቀንዲ

ጉዳይ፡ መሪሕነትን ግብረ-ገብነትን !!

ኤርትራ ሃገርና ብተፈጥሮ ዝተዓደለት፡ ኣብ ተበሃጊ ስትራተጂካዊ ቦታ እተደኮነትን ጻዕራም ፡ተሓባባሪ፡ሰብ-ኣኽባሪ፡ተቐባሊ-ጋሻን ህዝቢ ዘለዋን ሃገር እያ፡፡ ጥዑያት ፖለቲካዉያን መራሕቲ…