ቀንዲቢንያም ግርማይ ኣብ ሻሙናይ መድረኽ ጂሮዲ ኢታሊ ሓሙሻይ ደረጃ ብምሓዝ 26 ነጥቢ ሓፊሱ ሎሚ ኣብ ዝተሰላሰለ መበል ሻሙናይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ጂሮዲ ኢታሊ 2022፡ ቢንያም ግርማይ ምስ 20 ተቐዳደምቲ ሒዛ ሃዲማ…By SETIT 14, ግንቦት 2022