ሃገራዊ ዜና
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ደባት ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይት ተሃሪሞም ቆሲሎም
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳባት ሎሚ ምሸት ብዘጋጠመ ባእሲ ናብቲ መዓስከር መስተ ሰትዮም ዝኣተዉ ብረት ዝዓጠቁ ሰባት ክልተ ስደተኛታት…
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳባት ሎሚ ምሸት ብዘጋጠመ ባእሲ ናብቲ መዓስከር መስተ ሰትዮም ዝኣተዉ ብረት ዝዓጠቁ ሰባት ክልተ ስደተኛታት…
ንኣስታት 14 ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ዝርከብ ግጭት ሓድሕድ ኲናት ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍታሕ፡ ህወሓትን ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ብዘይቀጥታዊ መገዲ፡…
ቅድሚ ሰሙን ተበጊሶም ኣብዚ ሳልስቲ ናብ ውሑስ ቦታ ዝኣተዉ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ህይወት…
ጸጥታዊ ኲነታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝኸፍአ ደረጅኡ ደይብሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ማእሰርትን…