ሃገራዊ ዜናድምጻዊ ዮናታን ታደሰ ዓሪፉ ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ 3 ታሕሳስ 2022 ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ብመሰረት ካብ ውሽጢ ሃገር ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ስነ-ጥበበኛ…By SETIT 3, ታሕሳስ 2022