24 ኣባላት ዘለውዎ ጉጁለ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ
ብመሰረት ካብ ትካል ውድብ ሕብራት ሃገራት ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ዝተፈለለዩ ዞባውን ኣህጉራውን ኣካየድቲ ስራሕ ዝሓቖፈ፡ 24 ዝኣባላቱ ጉጁለ ወኪል…
ብመሰረት ካብ ትካል ውድብ ሕብራት ሃገራት ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ዝተፈለለዩ ዞባውን ኣህጉራውን ኣካየድቲ ስራሕ ዝሓቖፈ፡ 24 ዝኣባላቱ ጉጁለ ወኪል…
ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እገዳ ዕድጊ ኣጽዋር ከተንብር ከላ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝጸነሐ እገዳ ዕድጊ ኣጽዋር…
ኣብ ዝሓላፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ከቢድ ሽግር ከምዝወደቀ ዝተነግረሉ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራውያን ሽመልባን ሕጻጽን፡ መንግስቲ ክዓጽዎ ከምዝወሰነ ዳይርክተር…
ትሽዓተ ምስ ዝተፈላለያ ዓበይቲ ክለባት ቅድድም ብሽክለታ ተጠርኒፎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ውድድር ናይዚ ዓመት ምስ…
ብሶኒ 25 ጥሪ፡ ከባቢ ሰዓት ዓሰርተ ሓደ ምሸት፡ ሓንቲ ጓል ማእከላይ ዕድመ ዝኾነት ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ መዓስከር ዓዲ…
ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጥረ ኲናት ተቋሪጹ ዝጽንሐ፡ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣግለግሎት ን ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝቅጽለሉ መንገድን ሓገዝን ንምጋባርን፡…
ሎሚ ዓርቢ 8 ጥሪ 2021 ወጻኢ ጉዳያት ሱዳን ዝርከቦም ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ከምዘቕነዐ ምኽትል ኣቦ ወንበር…
“Freedom is not a gift bestowed upon us by other men, but a right that belongs to us…
ኤርትራ ሃገርና ብተፈጥሮ ዝተዓደለት፡ ኣብ ተበሃጊ ስትራተጂካዊ ቦታ እተደኮነትን ጻዕራም ፡ተሓባባሪ፡ሰብ-ኣኽባሪ፡ተቐባሊ-ጋሻን ህዝቢ ዘለዋን ሃገር እያ፡፡ ጥዑያት ፖለቲካዉያን መራሕቲ…
ኩላትና ከም ንፈልጦ፣ ጉግል ሓንቲ ካብተን ናይ 21 ክፍለ ዘመን ዝዓበያ ምህዞ እያ። ገለ ካብ ዓበይቲ መሃንድሳት ጉግል…