ምውሓስ ህላዌ ቅስንቲ ኤርትራ፡ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝተሓረሞ ዞባ
ሃገረ ኢትዮጵያ ታሪኻዊ ናይ ምስፍሕፋሕ ሕማማ ደጊሱዋ፣ መራሒኣ ዋንነት ወደብ ዘማእከለ ናይ ቀይሕ ባሕሪ ኣጀንዳኡ ብጋህዲ ካብዘፍልጥ እንሆ…
ሃገረ ኢትዮጵያ ታሪኻዊ ናይ ምስፍሕፋሕ ሕማማ ደጊሱዋ፣ መራሒኣ ዋንነት ወደብ ዘማእከለ ናይ ቀይሕ ባሕሪ ኣጀንዳኡ ብጋህዲ ካብዘፍልጥ እንሆ…
ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም. ጀሚሩ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ኣፍ-ደገ ቀይሕ ባሕሪ ከካይዶ ብዝጸንሐ ሰፊሕን…
ኤርትራ ካብቶም ኣሲራቶም ዝጸነሐት 267 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ነቶም 166 ከምዝፈተሐቶም ተሓቢሩ። እቲ ምፍታሕ የመናውያን ኡሱራት ኣብ ክልተ…
ብኣማኢት ዝቅጾሩ ኣብ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘገልገሉ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ተወለድቲ ትግራይ፡ ኣብቲ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኢትዮጵያ…
ፍሉይ ልኡኽ ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ማይክ ሃመር ብዓርቢ 2 መስከረም 2022 ናብ ኢትዮጵያ ከምዝምረሐ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ጸሓፊት…
ኣብ መፋርቅ ዓመተ 2020 ዝጀመረ ጎስጓስ ን ቋንቋ ትግሪኛ ኣብ ከብሕታት ጐጉል ምቱርጋም መሳርሒ(Google translate)፡ ድሕሪ ልዕሊ ዕስራ…
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳባት ሎሚ ምሸት ብዘጋጠመ ባእሲ ናብቲ መዓስከር መስተ ሰትዮም ዝኣተዉ ብረት ዝዓጠቁ ሰባት ክልተ ስደተኛታት…
ኣምኒስት ኢንተርናሽናል፡ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ስደተኛታት ን ማእከላይ ባሕሪ ክስግሩ ዝረኸቦም፡ ናብ ገሃንም ኩነታት ሊብያ ምምላስ ንዝገብሮ ስርሓት ጠጠው…
ብመሰረት ካብ ትካል ውድብ ሕብራት ሃገራት ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ዝተፈለለዩ ዞባውን ኣህጉራውን ኣካየድቲ ስራሕ ዝሓቖፈ፡ 24 ዝኣባላቱ ጉጁለ ወኪል…
ብ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ቻይና ዋንግ ዪ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና፡ ወግዓዊ ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ…