ቀንዲኤርትራ 166 ገፈፍቲ ዓሳ የመን ትፈትሕ ኤርትራ ካብቶም ኣሲራቶም ዝጸነሐት 267 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ነቶም 166 ከምዝፈተሐቶም ተሓቢሩ። እቲ ምፍታሕ የመናውያን ኡሱራት ኣብ ክልተ…By SETIT 1, ሰነ 2023