ሰብኣዊ መሰልኣብ ኣኽሱም ጃምላዊ ቅትለት ከምዝተፈጸመ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣፍሊጡ ዘይመንግስታዊ ትካል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ፡ ኣስታት 25 ገጻት ዝሓዘ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ንኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት…By SETIT 26, ለካቲት 2021