ቀንዲ
ጉዳይ፡ መሪሕነትን ግብረ-ገብነትን !!
ኤርትራ ሃገርና ብተፈጥሮ ዝተዓደለት፡ ኣብ ተበሃጊ ስትራተጂካዊ ቦታ እተደኮነትን ጻዕራም ፡ተሓባባሪ፡ሰብ-ኣኽባሪ፡ተቐባሊ-ጋሻን ህዝቢ ዘለዋን ሃገር እያ፡፡ ጥዑያት ፖለቲካዉያን መራሕቲ…
ኤርትራ ሃገርና ብተፈጥሮ ዝተዓደለት፡ ኣብ ተበሃጊ ስትራተጂካዊ ቦታ እተደኮነትን ጻዕራም ፡ተሓባባሪ፡ሰብ-ኣኽባሪ፡ተቐባሊ-ጋሻን ህዝቢ ዘለዋን ሃገር እያ፡፡ ጥዑያት ፖለቲካዉያን መራሕቲ…
ኩላትና ከም ንፈልጦ፣ ጉግል ሓንቲ ካብተን ናይ 21 ክፍለ ዘመን ዝዓበያ ምህዞ እያ። ገለ ካብ ዓበይቲ መሃንድሳት ጉግል…
ብኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝተደፋፍአ ንውሽጣዊ ዕቤት ንግዲ ኣፍሪቃ ዘተባባዕ ‘ኣፍሪቃዊ ኣህጉራዊ ናጻ ዕዳጋ’ (AFCTA) ኤርትራ ገዲፍካ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ…
እዚ ሒዝናዮ ዘለና ወቕቲ ብተዛማዲ ዝሞቐን ብዙሕ ንፋስ ዘይነፍሰሉን ማዕበል ባሕሪ ዝሃድኣሉን ወቅቲ እዩ፡ በዚ ምኽንያት ድማ እየን…
ካብ ዜናታት ዓለም: ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፣ 3 ዜጋታት እታ ሃገር ብኮሮና ተለኺፎም ድሕሪ ምጽናሕ ሓውዮም ከም ዝተፋነዎ ሓቢሩ።…
Black Lives Matter *** ኣብ ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ ብሽም Black Lives Matter ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ…