ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ሰብኣዊ መሰል

ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ህጻናት ንሞት ተቓሊዖም

ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን ብድሙሩ ኣስታት 351,900 ህጻናት ዝሞቱን ንሞት ዝተቓልዑን ኮይኖም ከምዘለው ማዕከናት ዜና ዓለም ጸብጺበን። በዚ መሰረት ኣብቲ ብውግእ ሓድሕድ ኣብ ዝሕመስ ዘሎ ክልል...

ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ (ዳባት) ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ሞይቱ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ዳባት ዝተባህለ ተደኲኑ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፡ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ብሰንኪ ሕጽረት ሕክምናን መጓዓዝያን ህይወቱ ክሓልፍ ከምዝኸኣለ፡ ራድዮ ኤረና ንምንጭታታ ብምጥቃስ...

ኣፍሪቃውያን ተመሃሮ ኣብ ዩክረይን ዓሌታዊ ኣድልዎ የጋጥሞም

ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ወተሃደራዊ ወራር  ድሕሪ ምጅማራ ኣስታት ሽዱሽተ ምኢቲ ሽሕ ስደተኛታት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክስደድ ከምዝኸኣሉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፡ ብ ዝተፈላልየ...

ብስም ተቓላሲ ንፍትሕን ዴሞክራስን ኣምበሳድር ነበር ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ተመስሪቱ

ብስም ቅድም ሓደ ዓመት ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ፡ ኣብ ቃልሲ ንሓንርነትን ዴሞክራስን ፍትሕን ልዑል ስም ዘለዎ ኣድሓኖም ገብረማርያም "ፋውንደሽን ኣድሓኖም ንማሕበራዊ ፍትሒ" ዝተሰምየ ፋውንደሽን...

ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ቆላሕታ ኩሉ ኤርትራዊ ክብሕት ዝግባእ ኩነታት

ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዝዩ ዘሻቅል ደረጃ በጺሑ ከምዘሎ መዓልታዊ ንከታተሎ ዘለና እዩ። ኣብ ክልል ዓፋር ብሓይልታት ትግራይ ወተሃደራዊ ስርሒት ኣብ ዘካይድሉ...

Popular

Subscribe