ቀንዲ

ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ምስ ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ክመያየጥ ኢዩ

ብምሰረት ክፍሊ ወጻኢ ጉዳይ ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ዘውጸኦ ሓበሬታ፡ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ኣብ ኣመሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን፡ ብዛዕባ እዋናዊ ጉዳያት ዝምልከት ዝርርብ ከካይድ ምዃኑ…

ቀንዲ

ኲናት ባህላዊ ጸወታና ኢዩ

እቲ ብኣርባዕተ ማኣዝን ንዝሽፍን መጉልሒ ድምጺ ኣሰንዩ ኲናት ባህላዊ ጸወታና’ዩ ብምባል ህዝቢ ኣተሲኡ ንኲናት ዘምረሐ ወተሃደራዊ ትካል ህዝቢ…