ቀንዲ

ኣብ ስዊዘርላንድ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቚባ ናብ ሳልሳይ ሃገር ክግዕዙ ዘገድድ እማመ ቀሪቡ

ኣብ ስዊዘርላንድ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቚባ ናብ ሳልሳይ ሃገር ክኸዱ ክግደዱ ምዃኖም ቤት ምኽሪ ግዝኣታት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እዚ ውሳነ ዝሓለፈ፡ ድሕሪ ‘ቲ ብሓደ ኣባል ናይቲ ቤት ምኽሪ ዝቐረበ እማመ…