ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ውድድር ኣድርያቲካ ሎሪኮ ቀዳማይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጺፉ
ሎሚ 5 ሰነ 2022 ኣብ ዝተካየደ ካልኣይ መድረኽ ውድድር ኣድርያቲካ ሎሪካ ናትናኤል ተስፋጽዮን ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። እዚመድረኽ ናይ 157.8 ኪሎ ሜትር ርሕቀት ዝነበሮ ኢጣላያውን ካዛኪስታናውን ተቀዳደምቲ ካልኣይን ሳልሳይን ኮይኖም ተዓዊቶም።…
ሎሚ 5 ሰነ 2022 ኣብ ዝተካየደ ካልኣይ መድረኽ ውድድር ኣድርያቲካ ሎሪካ ናትናኤል ተስፋጽዮን ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። እዚመድረኽ ናይ 157.8 ኪሎ ሜትር ርሕቀት ዝነበሮ ኢጣላያውን ካዛኪስታናውን ተቀዳደምቲ ካልኣይን ሳልሳይን ኮይኖም ተዓዊቶም።…
ካብ ምንጭታት ሰቲት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ግንቦት፡ ንትግራይ ዘማሓደር ውድብ ህወሓትን ወተሃደራዊ ክንፊ ዝኾነ…
ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት ትግራይ ሎሚ 30 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ ዕለት 24 ግንቦት ኣብ ከባቢ ዓደ ኣብዓላን፡ ሕረትን…