ኣብ ማእክለይ ባሕሪ ሃለዋት 22 ሰባት ከም ዝጠፈአን ሓንቲ ነፍሰ-ጾር ድማ ሂወታ ከም ዝሰኣነትን ተሓቢሩ
ሓካይም ብዘይ ዶብ ዝተባህለ ትካል ግብረ-ሰናይ፡ ብ 27 ሰነ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኣውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ተሳፊሮምላ ዝነበሩ ጃልባ ብምጥሓላ፡ 22 ካብኣቶም ሃለዋቶም ከም ዘይተፈልጠ፡ ሓንቲ ነፍሰ-ጾር ድማ ሂወታ ከም…
ሓካይም ብዘይ ዶብ ዝተባህለ ትካል ግብረ-ሰናይ፡ ብ 27 ሰነ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኣውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ተሳፊሮምላ ዝነበሩ ጃልባ ብምጥሓላ፡ 22 ካብኣቶም ሃለዋቶም ከም ዘይተፈልጠ፡ ሓንቲ ነፍሰ-ጾር ድማ ሂወታ ከም…
ንሓሙሽተ ዙራት ክሰላሰል ዝጸንሐ ዙር ኣድርያቲኮ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመሉ፡ ብድምር ግዜ ናትናኤል ተስፋጽዮን ን ፍሊፖ ዛና ብምስዓብ ካልኣይ…
በዓልቲ ቤት እቲ ካብ 2004 ጀሚሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ቐሺ ገብረመድህን ገብረጌርጊስ፡ ወይዘሮ ጽገወይኒ መኮነን ከምዝዓረፈት ካብ…
ኣብ ማእከላይ ክፋል ኤርትራ ከባቢ ኣስመራ 4.6 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዝጋጠመ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዝተረኽቡ ሓበሬታ የመልክት።…