ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ዞባዊ ዜና

ኣብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ውሕሃ ነበር ብኣማኢት ዝቁጸሩ ኢትዮጵያውያን ተወለድቲ ትግራይ ኲናት ትግራይ ይጽንበሩ

ብኣማኢት ዝቅጾሩ ኣብ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘገልገሉ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ተወለድቲ ትግራይ፡ ኣብቲ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ውግእ ተጸንቢሮም ከምዘልው ምንጭታት...

ኣሜሪካ ሱታፈ ኤርትራ ኣብ ግጭት ኢትዮጵያ ትኹንን

ፍሉይ ልኡኽ ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ማይክ ሃመር ብዓርቢ 2 መስከረም 2022 ናብ ኢትዮጵያ ከምዝምረሐ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ጸሓፊት ፕረስ ቤተ መንግስቲ ኣሜሪካ፤ ብዝሃበቶ ሓበሬታ...

ነዳዲ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ መቐለ ተዘሪፉ

ብሮቡዕ 24 ነሓሰ 2022 ሓይልታት ትግራይ 570,000 (ሓሙሽተ ሚእትን ሳብዓን ሽሕ) ሊትሮ ነዳዲ ዝሓዛ 12 ምሉኣት ባጎኒታት ነዳዲ ከምዝዘረፉ ወሃቢ ቃል ጽሓፊ ውድብ ሕብራት...

ልዕሊ 23 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኢትዮጵያ የምርሕ

ልዕሊ 23 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መርከካብ ዩክሬን ናብ ኢትዮጵያ ግዕዞ ከምዝጀመረት ኣሶሰይትድ ፕረስ ኣፍሊጡ። ነዚ ካብ ዩክሬን ተጻዒኑ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ክኣቱ...

ህወሓት ጉጁለ ዘተ ሰላም ከምዘቆመ ኣፍሊጡ

ኣፈኛ መንግስቲ ክልል ትግራይን ሰንተራል ኮማንድን፡ ኣቶ ገታቸው ረዳ ን ኣሶስየትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ፤ ነቲ ናብ ክልተ ዓመት ተጸጊዑ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ...

Popular

Subscribe