ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ሓገዝ ተምሪ ን መንግስቲ ኤርትራ አበርኪቱ
ብመሰረት ጋዜጣ ሳዑዲ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤ King Salman Humanitarian Aid and Relief Center (KSrelief) ዝበርከቶ ሓገዝ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፤ ብመንገዲ ኣብ አስመራ ዝርከብ ኢምበሳደር ናይ’ታ ሃገር ሳቅር ቢን…
ብመሰረት ጋዜጣ ሳዑዲ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤ King Salman Humanitarian Aid and Relief Center (KSrelief) ዝበርከቶ ሓገዝ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፤ ብመንገዲ ኣብ አስመራ ዝርከብ ኢምበሳደር ናይ’ታ ሃገር ሳቅር ቢን…
ድሕሪ ናይ ኣስታት ክልተ ዓመት ደማዊ ውግእን ዘይዕውት ፈተነታት ጻዊዒት ንሰላም ብኣመሪካን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን፡ ልኡኻት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት…
ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ማይክ ሃመር፡ ካብ ዕለት 5 መስከረም ክሳብ 16 መስከረም 2022 ኣብ…
ብኣማኢት ዝቅጾሩ ኣብ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘገልገሉ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ተወለድቲ ትግራይ፡ ኣብቲ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኢትዮጵያ…