ዞባዊ ዜና

ወተሃደራት ሃገረ ማሊ፤ ንፕረዝደንቲ ናይታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም።

ወተሃደራት ማሊ ንፕረዝደንትን ቀዳማይ ሚንስተርን ዝርከብዎም ሰበስልጣን ናይታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዘእተዉ ተፈሊጡ። ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቡበከር ኬይታ፡ ኣድማ ብዘካይዱ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት እታ ሃገር፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ…