ዞባዊ ዜና

ግብጺ ኣብ ልዕሊ ሓጽቢ ግድብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ክትገብር ትራምፕ ጸዊዑ

ፕረዚደንት ኣሜርካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ኣብ ሞንጎ ሱዳንን እስራኤልን ኣሜርካን ኣብ ዝነበረ ናይ ተሌፎን ርክብ፡ ብዛዕባ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ኣመልኪቱ ኣብ ዘሰምዖ ቃል፡ ግብጺ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓጽቢ መጥቃዕቲ…