ዞባዊ ዜና

ወተሃደራዊ ጎንጺ ኢትዮጵያ ከይዲ ምዕባልኡን

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ካብ 3 ሕዳር 2020 ጀሚሩ፡ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስትን ክልል ትግራይ ዘመሓድር ዘሎ ህወሓትን፡ ወተሃደራዊ ጎንጺ ከምዝጀመረ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢ ኣሕመድ፡ እዚ ጎንጺ ዝጀመረ፡ “ሓይልታት…