ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዕዉት ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ሓቢሩ
ብቀዳማይ ምኽትል ፕረዝደንት መሰጋገሪ ልዑላዊ ባይቶ ሱዳን ለተናል ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ኣቃኒዑ ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ኣፍሊጡ። ሚንስተር ወጻኢ ጉዳያት…
ብቀዳማይ ምኽትል ፕረዝደንት መሰጋገሪ ልዑላዊ ባይቶ ሱዳን ለተናል ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ኣቃኒዑ ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ኣፍሊጡ። ሚንስተር ወጻኢ ጉዳያት…
ድሕሪ ኣስታት ክልተ ዓመት፡ ሱዳን ካብ ሙሉእ ወልቀ መላኽነት ስርዓት፡ ናብ ግዝያዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ምትካል ምስግጋራ፡ ካብ ኣትያቶ…
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጲያ ኣብ ዝዘርገሖ መደብ ስራሕን ናይ ምርጫ ሰሌዳ ሓበሬታን፡ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሰነ ዕለት…
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ካብ 4 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ክሳብ ገበናት ኲናት ተባሂሎም ክግለጹ…