ዞባዊ ዜና

ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፡ ንግዝኣታዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ከምዘውድቆ ተሓቢሩ

ነባራት ኣምበሳድራት ኣመርካ ኣብ ኢትዮጵያ፡ መጻኢ’ታ ሃገር ከምዘሻቀሎም ገሊጾም። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 1996 ክሳብ 2016 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ምምሕዳራት ኣመሪካ፡ ከም ኣምባሳድር ኮይኖም ዘገልገሉ ኣርባዕተ ኣመሪካውያን ኣምበሳድራት፡ ብዛዕባ…