ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ዜና

ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ጽዑቕ ደብዳብ ከቢድ ብረት ይቅጽል ኣሎ

ኣብ ከባቢታትን ዓድታትን ሰንዓፈ ኣዝዩ ጽዑቅ ደብዳብ ይካየድ ከምዘሎ ሎሚ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዚ ብወገን ትግራይ ናብዘን ዓድታት ዝመጽእ ዘሎ ደብዳብ ኣብ...

ኣብ ኣስመራ ደብዳብ ሚሳይል ተኻይዱ 

ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣስመራ ሰለስተ ከብድቲ ደብዳብ ናይ ሚሳይል ከምዝዓለባ ሰቲት ናብ ኣስመራ ድዊልና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።   ክሳብ ሕጂ ድምጺ ናይ ሰለስተ ኣብ መርየት ዝዓለበ...

ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ኣብ ኤርትራ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ክካየድ ምዃኑ ይሕብር

ወሃቢ ቃል ሰንትራል ኮማንድ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብዛዕባ ህልው ኩነታትን ሓድሽ ምዕባለታትን ኣመልኪቱ ኣብ ቴሌቪዥን ክልል ትግራይ ቀሪቡ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣እቲ  ውግእ ቀጻሊ...

ኣብ ኢትዮጵያ መንነት ዘተኮረ ፍተሻ:ኣብ ኤርትራውያን ከኸትሎ ዝኽእል ሳዕቤን 

ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሰብኣዊ መሰላትን ጸቒጣ እትነጥፍ  ውርይቲ እንግሊዛዊት ጋዜጠኛ ሳሊ ሃይደን፣ ገዛ ገዛ እንዳዘወርካ ትግራዎት ምፍታሽን መንነት ወረቐት ናይ ምሕታትን  ስርሓት ኣብ ከተማ...

ጽዑቕ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ይካየድ ኣሎ

ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝበጽሓና እዋናዊ ዜና፡ ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ሰራዊት ክልል ትግራይን ብርቱዕ ናይ ከቢድ ብረት ምልውዋጥ ቶኽሲ ክካየድ...

Popular

Subscribe