ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ዜና

ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኤርትራ ናይ ምንቅስቃስ ደረት ተጌሩ ከምዘሎ ሓቢሩ

ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኣስመራ፡ብመሰረት ዝበጽሓኒ ሓበሬታ ብምባል፡ ብትእዛዝ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ገለ ክፋላት ከተማ ኣስመራ፡ ነበርቲ ካብ ገዝኦም ከይወጹ ተሓቢሩ ከምዘሎ፡ ኣብ...

ባህርዳር ንሳልሳይ ግዜ ብሮኬታት ተደብዲባ

ናብ ሎሚ  23 ሓዳር ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ንሳልሳይ ግዜ ሮኬታት ከምዝዓለበ ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ጀሚሩ ንመዓርፎ ነፈርቲ ባህርዳር ዕላማ...

ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ተቃለስትን ኣባላትን ውድባት ኤርትራ ተኣሲሮም

ዓርቢ ንግሆ ሓይልታት ጸጥታ ኣቢይ ኣሕመድ  ነቶም መሰል ዑቕባ ረኺቦም ንነዊሕ ዓመታት ኣብታ ሃገር ክነብሩ ዝጸንሑ ብዉሑዱ ትሽዓተ ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣባላት ተቓወምቲ  ውድባት  ናይቲ...

ባህርዳር ንካልኣይ ግዜ ብሮኬታት ተደብዲባ 

መንግስታዊ ትካል ሓበሬታ ኣምሓራ፡ ሎሚ ምሸት ኣብ ባህርዳር ሮኬታት ከምዝዓለበ ኣብ ወግዓዊ ገጽ ፌስቡክ ናይቲ ትካል ገሊጹ። እቲ ኣብ ባህርዳር ዝዓለበ ሮኬታት ሰለስተ ምኻኑ ዝገለጸ፡...

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ጻውዒት ሰላም ኣቕሪባ

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ሎሚ 20 ሓዳር 2020፡ ነቲ ኣብ ጎረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዝርከብ ኲናት፡ ኩሎም ወገናት እቲ ኲናት ደው ናይ ምባል ስራሕ ክሰርሑን፡ ሰለማዊ...

Popular

Subscribe