ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ዜና

ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ምስ ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ክመያየጥ ኢዩ

ብምሰረት ክፍሊ ወጻኢ ጉዳይ ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ዘውጸኦ ሓበሬታ፡ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ኣብ ኣመሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን፡ ብዛዕባ...

ኤርትራዊ ናሆም ኣብርሃም ተዓዋቲ ሽልማት (IEFTA) ኮይኑ

ኣብቲ ብ ሶኒ 20 ለካቲት 2023፡ ብ International Emerging Film Talent Association ዝፍለጥ  ዝተኻየደ ምዕዳል ሽልማት፡ ኤርትራዊ ናሆም ኣብርሃም ተዓዋቲ ናይ $ 5000 ዶላር...

ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ...

ኣብ ኤርትራ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ

ኣብ ኤርትራ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡  ብሶነ 26 ታሕሳት፡ 5.5 ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ክራይስስ 24 ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ይሕብር። እቲ ምንቃጥቃጥ ምድሪ ዘጋጠመ፥...

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ጋቦን ክትሳተፍ ምዃና ተሓቢሩ

ኣዳላውቲ Tropicale Amissa Bongo ተባሂሉ ዝፍለጥ ውድድር ብሽክልታ ብዘውጽእዎ ሓበሬታ መሰረት፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብቲ ኣብ ጋቦን ዝካየድ ውድድር ክትሳተፍ ኢያ። ብመሰረት ኣዳላወቲ ናይ’ቲ...

Popular

Subscribe