ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ተቀቲሎም
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ህጻናት ዝርከብዎም፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቀትሉን ካልኦት ኣርባዕተ ከምዝቆሰሉን ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ(AFP) ን ኮምሽነር ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት…
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ህጻናት ዝርከብዎም፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቀትሉን ካልኦት ኣርባዕተ ከምዝቆሰሉን ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ(AFP) ን ኮምሽነር ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት…
ጓል 21 ዓመት ምዃና ዝንገረላ፡ ኣብ 2018 ርዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተኣንገደ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ ኣብ ናይ ጁንየር ቀዳመይቲ ብምውጻእ…
ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እገዳ ዕድጊ ኣጽዋር ከተንብር ከላ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝጸነሐ እገዳ ዕድጊ ኣጽዋር…
ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት(UNHCR) ኣብ ትራብሎስ ኣብ ናይ ቀትሪ መውዓሊ ሰባት(CDC) ኤርትራዊ ስደተኛ ከምዝተቀትለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። እቲ…