ሃገራዊ ዜና

ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ዝቀነየ ኲናት ዝተፈናቀሉ ስደተኛታት ንምሕጋዝ ስራሕ ይካየድ ኣሎ

ዋሃቢ ቃል ላዕለዋይ ተጸዋዒ ኮሚሽን ስደተኛታት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ቦሪስ ሽሪሺርኮቭ፡ ነቶም ብ ሰንኪ ኲናት ካብ ማዓስከር ስደተኛታት በርሓለ ናብ ርእሲ ከተማ ክልል ዓፋር ዝኾነት ሳማራ ዝትመዛበሉ ስደተኛታት፡ ኣድላዪ ሓገዝ…