ሰኑይ, ሰነ 16, 2025

ዜና ስፖርት

ኤርትራውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳኒኤልን ድሙቅ ዓወት ኣመዝጊቦም

ኣብ ጣልያን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሃገር ጭራ ቁረጽ ውድድር ዝሳተፉ ዘለዉ ኣትሌታት ራሄልን ዳኒኤልን ኣሮን ክፍለን፡ ሎሚ 06 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ትሕቲ...

ቢንያም ግርማ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2021 ኮይኑ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ምስ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ፕሮፈሽናላት ተቐዳደምቲ መዛእንኡ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2021 ዝተሮቕሐን፡ ኣብ ቻምፕዮና ዓለም 2021 ቤልጁም ዓቢ ዓወት ዘመዝገበን ቢንያም ግርማይ...

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ክትሳተፍያ

ኣብ ዝሓለፉ ዝተኻየዱ ዙራት ርዋንዳ ብዙሕ ዓወታት ዝሓፈሰት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት ኣብ ዝካየድ፡ ናይ 2.1 መዕቀኒ ናይ ዩሲኣይ ዘለዎ ዙር ርዋንዳ...

መትከል እዮብ ኣብ ዙር ግራንድ ፕሪክስ ጉንዶግሙስ ዓወት ኣመዝጊቡ

ኣብ ቱርኪ ዝካየድ ዘሎ ብግራንድ ፕሪክስ ጉንዶግሙስ ዝፍለጥ ዙር፡ ምስ ማሌዥያዊት ጋንትኡ ኮይኑ ዝሳተፍ ዘሎ መትከል እዮብ፡ ሎሚ ኣብ 7 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፡...

Popular

Subscribe