ዜና ስፖርት

ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ኣፍሪቃ ኣይክትጻወትን እያ

ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ብዝብል ቅጽል ስም እትፈለጥ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፡ ኣብ ኣይቮሪኮስት ክካየድ ተመዲቡ ኣብ ዘሎ ቻምፕዮን ግጥማት ኩዑሶ እግሪ ኣፍሪቃ 2023 (AFCON 2023)፡ ንመጋቢት 21 ምስ ቦትስዋና…