ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዜና ስፖርት

ቢንያም ግርማይን ኤርትራን ኣብ ደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ (UCI Africa) ብቀዳማይ ደረጃ ይመርሑ ኣለዉ

ትማሊ 15 ለካቲት ኣብ ዝወጸ ደረጃ ሃገራት፥ ጋንታትን ውልቀ ተቐዳደምትን፥ ኤርትራ ንደቡብ ኣፍሪቃን ኣልጀርያን መሪሓ፣ ብ2044 ነጥቢ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ክትስራዕ ከላ፥ ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ...

ሰለስተ ፕሮፈሽናላት ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ክሳተፉ እዮም

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንዓወት ቢንያም ግርማይ ቀጺሉ ዝተራእየ ዘይምስታፍ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022፥ ንብዙሓት ደግፍትን ኣፍቀርትን ስፖርት ኤርትራ ዘቆጠዐ ምንባሩ ዝዝከር...

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ኣይትሳተፍንያ

ኣብ ዓበይቲ ዙራት ኣፍሪቃ ዓበይቲ ዓወታት ብምሕፋስ እተፍለጥን፡ ብፍላይ ድማ ንከምበዓል ዙር ርዋንዳ፡ ዙር ኣሚሳ ቦንጎ ካልእን ኩሉ ዓወታት ሓፊሳ እትምለስ ዝነበረት ሃገራዊት ጋንታ...

ቢንያም ግርማይ 1ይ ደረጃ ብምውጻእ ኣደናቂ ዓወት ኣመዝጊቡ

ምስ በልጂማዊት ክለብ ተጠርኒፉ ጸወትኡ ዘሰላስል ዘሎ፡ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2021 ኮይኑ ዝተዓወተ ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ስፓኛ ኣብ ዝካየድ ዘሎ፡ ናይ ቻለንጅ ውድድራት ኣብ...

ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሄኖክ ምሉእብርሃን ናብ ክለብ ባይክ አይድ(Bike Aid) ተሰጋጊሩ

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ክለብ ኲቤካ ኣሶሳ (Team Qhubeka assosa) ኮይኑ ብሉጽ ዓወታት ዘመዝገበን፡ ኣብ ኦሎምፒክ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሉ ዝተወዳደረን ሄኖክ ሙሉእብርሃን፡ ናብ...

Popular

Subscribe