ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ዜና ስፖርት

ተዓዋቲ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሄኖክ ሙሉእብርሃን ናብ ናይ ፕሮ ሲርየስ ደረጃ ጋንታ ክሰጋገር እዩ

ተቐዳዳማይ ክለብ ባይክ ኤይድን ተዓዋቲ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሄኖክ ሙሉእብርሃን፡ ናብ ናይ ፕሮ ሲርየስ(pro series) ዝኾነት ጋንታ ክሰጋገር ምዃኑ ጋንትኡ ሓቢራ። እንተኾነ ክሳብ ሕጂ...

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ንውጽኢት ዩሲኣይ ኣፍሪቃ(UCI AFRICA) ብሒቶሞ

ንዝሓለፈ ዓመትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሕን ብብንያም ግርማይ ክምራሕ ዝጸንሐ ወርሓዊ ጸብጻብ፡ ብድምር ነጥቢ ዝመርሑ ዘለዉ ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ፕሮፈሽናላት ተቐዳደምቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ...

ሄኖክ ሙሉእብርሃን ቻምፕይክን ኣፍሪቃ 2022 ኮይኑ

ውልዶ ተቐዳዳማይ ክለብ ባይክ ኤይድን፡ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኮይኑ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ ዝሳተፍ ዘሎ ሄኖክ ሙሉእብርሃን ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ...

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሎሚ’ውን ደሚቆም ብምውዓል ሓንቲ ወርቅን፡ 2 ብሩርን ሓፊሶም 

ንመበል ራብዓይ መዓልቱ ውድድሩ ዘሰላስል ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሎሚ ብናይ ጁኒየር ናይ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ናይ ውልቂ ውድድር፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዩኤል ሃብትኣብን ቀዳማይ...

ኤርትራውያን ተቐዳምቲ ሎሚ ኣብ ዝወዓለ ውድድር ሓንቲ ወርቂ፡ ሰለስተ ብሩርን 2 ነሓስ መዳልያታት ሓፊሶም

ንመበል 17 ግዜ ዝሰላሰል ዘሎ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሎሚ 24 መጋቢት ንመበል ካልኣይ መዓልቱ ቀጺሉ ኣብ ዝወዓለሉ፡ ኣብ ናይ ውልቂ ናይ...

Popular

Subscribe