ሰኑይ, ሰነ 16, 2025

ዜና ስፖርት

ቢንያም ግርማይ ኣብ ሻሙናይ መድረኽ ጂሮዲ ኢታሊ ሓሙሻይ ደረጃ ብምሓዝ 26 ነጥቢ ሓፊሱ

ሎሚ ኣብ ዝተሰላሰለ መበል ሻሙናይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ጂሮዲ ኢታሊ 2022፡ ቢንያም ግርማይ ምስ 20 ተቐዳደምቲ ሒዛ ሃዲማ ዝወዓለት ጉጅለ፡ ኣብ መወዳእታ ኪሎሜተራት ብምፍንታታት...

ቢንያም ግርማይን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

ሓሙሻይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ጂሮዲ ኢታሊ ሎሚ 11 ግንቦት ኣብ ዝተሰላሰለሉ፡ ቢንያም ግርማይ መበል ሓሙሻይ ደረጃ፡ ከምኡ'ውን ናትናኤል ተስፋጽዮን ሻሙናይ ደረጃ ብምውጻእ፡ ኣብ ቅጽበታዊ...

ቢንያም ግርማይ ክሳብ 2026 ምስ ቤልጅማዊት ክለቡ ኢንተርማርች ዎንትይ ጎቦርት ዘጽንሖ ውዑል ፈሪሙ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ልዑል ብቅዓት ብምርኣይ ታሪኽ ዝሰርሐ፡ ምስ ቤልጅማዊት ክለብ ኢንተርማርች-ዎንትይ ጎቦርት ዝቀዳደም፡ ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ፡ ምስ ክለቡ ክሳብ 2026 ዘጽንሖ ውዕል...

ፕሮፈሽናላት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ካብ 1ይ ክሳብ 7ይ ዘሎ ደረጃ ብሒቶሞ 

ፕሮፈሽናላት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ካብ 1ይ ክሳብ 7ይ ዘሎ ደረጃ ብሒቶሞ። ብመሰረት ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ዘውጽኦ ተርታ ተቐዳደምቲ ኣፍሪቃ፡ ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናይ...

ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ቀዳመይቲ ብምውጻእ ሰለስተ ክብረ-ወሰን ሰይራ

ኣብ ደቡብ ኮርያ ከተማ ደጉ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ማራቶን እትሳተፍ ዘላ ጓል 32 ዓመት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፡ ቅድሚ ሕጂ ንዝመዝገበቶ ዝቀልጠፈ ግዜ ብምምሕያሽን፡ ብኬንያዊት...

Popular

Subscribe