ሰብኣዊ መሰል

ንኽብርን ዝኽርን ነፍስሄር ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ማህደረ ትምህርቲ ተመስሪቱ

ንዝኽሪ ነፍስሄር ኣሮን ብርሃነ፡ ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ኣሳናዳእን ናይታ ንፈለማ ኣብ ነጻ ኤርትራ ዝተሓትመት ብሕቲ ጋዜጣ ሰቲት ዝውዕል “ዝኽሪ ኣሮን ማህደረ ትምህርቲ” ዝተሰምየ ኣብ ጆርጅ ብራውን ኮሎጅ ካናዳ ተመስሪቱ። እዚ ስጉምቲ…