ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ሰብኣዊ መሰል

ስድራቤት ሰመረ ገብርሂወት ናይ ስነ-ኣእምራዊ ምዕባለን ጉድለት ንዘለዎ ውላዶም ከም ምሩኽ ኲናት ከይትሓዝ ተማሕጺኖም

ስድራቤት ናይቲ ብጌጋ ከም ምሩኽ ናይ ኲናት ተባሂሉ ኣብ ትሕቲ ማሕዩር መንግስቲ ትግራይ ዝርከብ፡ ሕማም ኣእምሮ ዘለዎ እሱር ኤርትራዊ ሰመረ ገብርሂወት፡ መሰላቱ ክሕለወሉን ህዝቢ...

ሆስፒታል ዓይደር ኣጎልጉሎቱ ኣቋሪጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ዝዓበየ መወከሲ ሆስፒታል ብሰንኪ ሕጽረት መድሃኒትን ኤለክትሪክን ስሩዕ ንጥፈታቱ ከም ዘቋረጸ ናይቲ ሆስፒታል ዳይረክተር ንቢቢሲ ሓቢሩ። ዶክተ ር ክብሮም ገብረስላሴ...

ሰለስተ ትሕተ-ዕድመ ኤርትራውያን ጓሶት ብዕጡቓት ህወሓት ሙጒዳል ኣካል ወሪድዎም

ካብ ምንጭታት ሰቲት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ግንቦት፡ ንትግራይ ዘማሓደር ውድብ ህወሓትን ወተሃደራዊ ክንፊ ዝኾነ ብቲዲኤፍ(TDF) ዝፍለጥ ወተሃደርዊ ሓይሊ፡ ኣብ ከባቢ...

ኣብ ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ዝነበሩ ሞኖኮሳት ተኣሲሮም

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ገዳም ደብረ-ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ዝነበሩ ሓሙሽተ መንኮሳት ከምዝተኣስሩ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር፡ ሃገረ ስብከት መስሪቶም ዝርከቡ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ...

ኣጎልጐሎት ተመለስቲ ስደተኛታት ምስ ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለም-ዋጭ ተራኺቡ

ኣጎልጐሎት ምምላስ ስደተኛታት(RSS) ምስ መሻርኽቲ ኣካላት ንጠለብ ህጹጽ ቀረብ ን ኣብ ኣለም-ዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰደተኛታት ንምውሓስ ይጽዕር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ካብ ኣጎልጐሎት ምምላስ ስተደኛታትን(RSS) ን ላዕለዋይ...

Popular

Subscribe